ትግርኛ ሃገራዊ ቋንቋ 5.6 ሚልዮን ህዝቢ ዘለዋ ኤርትራ`ዩ። ትግርኛ፡ ካብ 11 ኽልታት ኢትዮጵያ ሓንቲ ኣብ ዝኾነት ኽልል ትግራይ ይዝረብ። ትግርኛ ካብ መንጎ ቐዳሞት ቋንቋታት ኢትዮጵያ ሓደ ምዃኑ ይእመን። ድምጺ ኣመሪካ ኣገልግሎት ትግርኛ ፡ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ነናይ 30 ደቓይቕ ፕርግራም ይፍኑ 1900 to 1930 UTC/. ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ቲ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር፡ ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን የኸትል ሰሙናዊ መደባት ዓርቢ፡ ቂሔ-ጽልሚ / ፍሉይ መደብ/ ሕቶን መልስን
ኢፒሶዳት
-
ሕዳር 13, 2025ፈነወ ትግርኛ ሓሙስ
-
ሕዳር 12, 2025ፈነወ ትግርኛ ረቡዕ
-
ሕዳር 11, 2025ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ
-
ሕዳር 10, 2025ፈነወ ትግርኛ ሰኑይ
-
ሕዳር 09, 2025ፈነወ ትግርኛ ሰንበት
-
ሕዳር 08, 2025ፈነወ ትግርኛ ቀዳም