ትግርኛ ሃገራዊ ቋንቋ 5.6 ሚልዮን ህዝቢ ዘለዋ ኤርትራ`ዩ። ትግርኛ፡ ካብ 11 ኽልታት ኢትዮጵያ ሓንቲ ኣብ ዝኾነት ኽልል ትግራይ ይዝረብ። ትግርኛ ካብ መንጎ ቐዳሞት ቋንቋታት ኢትዮጵያ ሓደ ምዃኑ ይእመን። ድምጺ ኣመሪካ ኣገልግሎት ትግርኛ ፡ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ነናይ 30 ደቓይቕ ፕርግራም ይፍኑ 1900 to 1930 UTC/. ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ቲ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር፡ ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን የኸትል ሰሙናዊ መደባት ረቡዕ፡ ህዝቢ ምስ ህዝቢ
ኢፒሶዳት
-
ታሕሳስ 21, 2025ፈነወ ትግርኛ ሰንበት
-
ታሕሳስ 20, 2025ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
-
ታሕሳስ 19, 2025ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ
-
ታሕሳስ 18, 2025ፈነወ ትግርኛ ሓሙስ
-
ታሕሳስ 17, 2025ፈነወ ትግርኛ ረቡዕ
-
ታሕሳስ 16, 2025ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ