ትግርኛ ሃገራዊ ቋንቋ 5.6 ሚልዮን ህዝቢ ዘለዋ ኤርትራ`ዩ። ትግርኛ፡ ካብ 11 ኽልታት ኢትዮጵያ ሓንቲ ኣብ ዝኾነት ኽልል ትግራይ ይዝረብ። ትግርኛ ካብ መንጎ ቐዳሞት ቋንቋታት ኢትዮጵያ ሓደ ምዃኑ ይእመን። ድምጺ ኣመሪካ ኣገልግሎት ትግርኛ ፡ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ነናይ 30 ደቓይቕ ፕርግራም ይፍኑ 1900 to 1930 UTC/. ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ቲ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር፡ ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን የኸትል ሰሙናዊ መደባት ሰሉስ፡ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ/ ኣመሪካና
ኢፒሶዳት
-
ግንቦት 21, 2022
ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
-
ግንቦት 20, 2022
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ግንቦት 20,2022
-
ግንቦት 19, 2022
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ግንቦት 19,2022
-
ግንቦት 18, 2022
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ግንቦት 18,2022
-
ግንቦት 17, 2022
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ግንቦት17,2022
-
ግንቦት 16, 2022
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ግንቦት 16,2022