ትግርኛ ሃገራዊ ቋንቋ 5.6 ሚልዮን ህዝቢ ዘለዋ ኤርትራ`ዩ። ትግርኛ፡ ካብ 11 ኽልታት ኢትዮጵያ ሓንቲ ኣብ ዝኾነት ኽልል ትግራይ ይዝረብ። ትግርኛ ካብ መንጎ ቐዳሞት ቋንቋታት ኢትዮጵያ ሓደ ምዃኑ ይእመን። ድምጺ ኣመሪካ ኣገልግሎት ትግርኛ ፡ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ነናይ 30 ደቓይቕ ፕርግራም ይፍኑ 1900 to 1930 UTC/. ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ቲ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር፡ ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን የኸትል ሰሙናዊ መደባት ሰኑይ፡ ሳይንስን ተክኖሎጂን / ሕርሻ
ኢፒሶዳት
-
ጥቅምቲ 03, 2023
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 2 ጥቅምቲ 2023
-
ጥቅምቲ 02, 2023
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 2 ጥቅምቲ 2023
-
ጥቅምቲ 01, 2023
ፈነወ ትግርኛ ሰንበት
-
መስከረም 30, 2023
ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
-
መስከረም 29, 2023
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 29 መስከረም 2023
-
መስከረም 28, 2023
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 28 መስከረም 2023