Tigrigna News 1900
ትግርኛ ሃገራዊ ቋንቋ 5.6 ሚልዮን ህዝቢ ዘለዋ ኤርትራ`ዩ። ትግርኛ፡ ካብ 11 ኽልታት ኢትዮጵያ ሓንቲ ኣብ ዝኾነት ኽልል ትግራይ ይዝረብ። ትግርኛ ካብ መንጎ ቐዳሞት ቋንቋታት ኢትዮጵያ ሓደ ምዃኑ ይእመን። ድምጺ ኣመሪካ ኣገልግሎት ትግርኛ ፡ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ነናይ 30 ደቓይቕ ፕርግራም ይፍኑ 1900 to 1930 UTC/. ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ቲ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር፡ ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን የኸትል ሰሙናዊ መደባት ሰኑይ፡ ሳይንስን ተክኖሎጂን / ሕርሻ ሰሉስ፡ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ/ ኣመሪካና ረቡዕ፡ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ሓሙስ፡ መንእሰያት/ ጥዕና ዓርቢ፡ ቂሔ-ጽልሚ / ፍሉይ መደብ/ ሕቶን መልስን ድምጺ ኣመሪካ፡ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ዝመደበሩ፡ ትኽክለኛ፡ ተኣምንን ዝኾነ ዜናን መደባትን” ብሬድዮ፡ ብተለቪጅን፡ ተንቀሳቓሲ ተለፎንን ኢንትርነትን ዝፍኑ ትካል`ዩ Tigrigna is spoken in Tigray, one of 11 regions in Ethiopia and is a national language of Eritrea, which has a population of 5.6 million. Tigrigna is believed to be the oldest Ethiopian language. The VOA Tigrigna service broadcasts a 30-minute program on Monday through Friday from 19 to 1930 UTC/. Each weekday air show begins with the day's top news followed by interviews from Eritrea and Ethiopia and these weekly features: WEEKLY PROGRAMS Monday: Science, Technology & Agriculture Tuesday: Eritreans in America Wednesday: People to People Thursday: Youth or Health Friday: Kaleidoscope /Special Feature/ Calling show The Voice of America (VOA) is a Washington, D.C.-based news organization broadcasting accurate, reliable news and feature programs on radio, television, mobile and the Internet. ተራ መደባት Monday - Friday ኸባቢያዊ ኣቆጻጽራ ግዜ 1700 ኣቆጻጽራ ዩቲሲ 1200 UTC ንውሓት ግዜ 30 Listen to ኤም-ፒ 3 --> http://www.voanews.com/mp3/voa/africa/tigr/TIGRIGNA.mp3 ፖድካስት --> http://www.voanews.com/tigrigna/podcasts
ኢፒሶዳት
-
ጥቅምቲ 06, 2024
ፈነወ ትግርኛ ሰንበት
-
ጥቅምቲ 05, 2024
ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
-
ጥቅምቲ 04, 2024
ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ
-
ጥቅምቲ 03, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ
-
ጥቅምቲ 02, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ
-
ጥቅምቲ 01, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ