ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጸብጻብ - ምብጻሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ መቐለ


ጸብጻብ - ምብጻሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ መቐለ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:48 0:00

ጸብጻብ - ምብጻሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ መቐለ

ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኢትጵያ ሓቚፉ፡ ሎሚ ንግሆ መቐለ ዝኣተወ ጕጅለ፡ ኣማስያኡ ንኣዲስ-ኣበባ ምምላሱ ዝበጽሓና ዜና ይሕብር። እቲ ጕጅለ ኣብ መቐለ ኣብ ዝጸንሓሉ ሰዓታት ምስ በበይኖም መሪሕነት እቲ ክልል ተዘራሪቡ ኣሎ።

ድሕሪ ርክብ እቲ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ፡ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ ዝጸሓፉዎ መልእኽቲ ትዊተር፡ ነቲ ነዊሕ ዝተሓረመ ምምላስ መሰረታዊ ኣገልግሎት ኣመልኪቶም ምዝታዮምን ትስፉው ርክብ ምክያዶምን ዘሕጉስ’ዩ ክብል ገሊጾሞ። ኣይተ ጌታቸው ወሲኾም፡ እቶም ልኡኻን ብዘይ ዝዀነ ስክፍታ ጸጥታ ብናጻ ክንቀስቐሱ ምርኣይ፡ ሓደ ኣብነት ናይቲ ብኽልቲኡ ወገናት ዘሎ ምትእምማን’ዩ ክብሉ’ውን ወሲኾም። ክልሎም ንምዕዋት እቲ ሰላም ዝከኣሎ ክገብር ምዃኑ ድማ ቃል ኣትዮም።

XS
SM
MD
LG