ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ፡ ኣብ ውሳነ ፈጻሚ ስራሕ ኢህወዲግ ንምትግባር ስምምዕ ኣልጀርስን ውሳነ ኮሚሽን ዶብን(2ይ ክፋል)


መንግስቲ ኢትዮጵያ ንስምምዕ ኣልጀርስን ውሳነ ኮሚሽን ዶብን ምሉእ ንምሉእ ተቐቢሉ ክትግብሮ ከምዝወሰነ ኮሚቴ ፈጻሚ ስራሕ ኢህወዲግ ትማሊ ምፍላጡ ይዝከር።

እዚ ውሳነ ካብቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንዝሓለፈ ዓመታት ዘንጸባረቖ መርገጺ ዝተፈልየ ምዃኑ`ውን ኣፍሊጡ`ሎ፡

ንኣርባዕተ ምሁራት ማለት ንኣቶ ኣሉላ ሰሎሙን፡ ኣቶ ኢብራሂም ዓብደልኑር፡ ኣቶ ኣብርሃ ደስታ፡ ዶ/ር ዓወት ወልደሚካኤል ኣዘራሪቡ'ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG