ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኮሚቴ ፈጻሚ ስራሕ ኢህወዲግ ንስምምዕ ኣልጀርስን ውሳነ ኮሚሽን ዶብን ምሉእ ንምሉእ ከምዝተቐበሎን ከምዘተግብሮን ኣፍሊጡ


ሎሚ አኼብኡ ዝጀመረ ኮሚቴ ፈጻሚ ስራሕ ኢህወዲግ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንስምምዕ ኣልጀርስን ውሳነ ኮሚሽን ዶብ ምሉእ ንምሉእ ተቐቢሉ ንምትግባር ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ።

እዚ ውሳነ ካብቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንዝሓለፈ ዓመታት ዘንጸባረቖ መርገጺ ዝተፈልየ ምኳኑ ተንተንቲ ፖለቲካ ይዛረቡ ኣለው።

ብተወሳኺ ኣብ ትሕቲ ዋንነት መንግስቲ ንዝጸንሑ ኣገልግሎት ወሃብቲን ኣፍረይቲ ትካላት ንሰብ ሃብቲ ከመሓላልፍዎ ኣንፈት ኣቐሚጡ'ሎ።

ምሉእ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ርእይቶታት ንምርኣይ (26)

እዚ መድረኽ'ዚ ተዓፅዩ'ሎ
XS
SM
MD
LG