ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ኢትዮጵያ ንስምምዕ ኣልጀርስን ውሳነ ኮሚሽን ዶብን ምቕባላ ምስ ኤርትራ ዘሎ ውጥረት ዘህድእ’ዩ” ቀ/ሚ አብይ አሕመድ


ፋይል
ፋይል

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንስምምዕ ኣልጀርስን ውሳነ ኮሚሽን ዶብን ምሉእ ብምሉእ ተቐቢሉ ንምትግባሩ ዝበፅሖ መደምደምታ ምስ ኤርትራ ዘሎ ውጥረት ከም ዘህድኦ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።

ንሶም ወሲኾም ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ዝነበረ ኩነታት እውን ሞት ኣልቦ ውግእ እዩ ኢሎም።

ሓደ ሽሞም ክግለፀሎም ዘይደለዩ በዓል ስልጣን ኤርትራ እውን ኤርትራ ቅድሚ 18 ዓመታት ንውዕል ኣልጀርስ ቅድሚ 16 ዓመታት ድማ ንውሳነ ኮሚሽን ዶብ ብዘይ ቅድመ ኩነት ተቐቢላ ክሳብ ሕጂ ንትግባርኦም ክትፅዕርን ክትፅበን ዝፀንሐት ሃገር እያ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG