ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንኺድ ናብ ዋንጫ ኩዕሶ እግሪ ዓለም 2018

23:51 18.6.2018

ግጥም ሽወደንን ደቡብ ኮርያን

ግጥም ሽወደንን ደቡብ ኮርያን
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:14 0:00

09:55 19.6.2018

ዋንጫ ኩዕሶ እግሪ ዓለም - ሩስያ 2018 - ብዓይኒ ካሜራ

ዋንጫ ኩዕሶ እግሪ ዓለም - ሩስያ 2018 - ብዓይኒ ካሜራ

ደገፍቲ ሃገራዊት ጋንታ ኢራን - ቅድሚ ግጥም ኣንጻር ሞሮኮ እናተሰዓዓሙ
1/43 ደገፍቲ ሃገራዊት ጋንታ ኢራን - ቅድሚ ግጥም ኣንጻር ሞሮኮ እናተሰዓዓሙ
ሊዮነል መሲ ኣብ ግጥም ኣርጀኒቲና ምስ ኣይስላንድ
2/43 ሊዮነል መሲ ኣብ ግጥም ኣርጀኒቲና ምስ ኣይስላንድ
ክሮሽያዊ ማርዮ ማንዱዚክ ኣብ ግጥም ኣንጻር ናይጀርያ
3/43 ክሮሽያዊ ማርዮ ማንዱዚክ ኣብ ግጥም ኣንጻር ናይጀርያ
ጽምብል ተጻወቲ ሽወደን ድሕሪ ግጥም ኣንጻር ደቡብ ኮርያ
4/43 ጽምብል ተጻወቲ ሽወደን ድሕሪ ግጥም ኣንጻር ደቡብ ኮርያ
ሓላው ልዳት ፓናማ ጀምስ ፓነደ ካብ በልጅማዊ ኣጥቅዓይ ሮመሉ ሉካኩ ዝተፈነወሉ ቅላዕ ኣብ ዘድሓነሉ
5/43 ሓላው ልዳት ፓናማ ጀምስ ፓነደ ካብ በልጅማዊ ኣጥቅዓይ ሮመሉ ሉካኩ ዝተፈነወሉ ቅላዕ ኣብ ዘድሓነሉ
ደቡብ ኮርያውያን ንግጥም ሃገሮም ምስ ሽወደን ብመስኮት ተለቪዥን እናተኸታተሉ
6/43 ደቡብ ኮርያውያን ንግጥም ሃገሮም ምስ ሽወደን ብመስኮት ተለቪዥን እናተኸታተሉ
ደንማርካዊ ዩሱፍ ፓወልሰን ኣብ ግጥም ኣንጻር ፐሩ መኽፈቲት ሸቶ እናመዝገበ
7/43 ደንማርካዊ ዩሱፍ ፓወልሰን ኣብ ግጥም ኣንጻር ፐሩ መኽፈቲት ሸቶ እናመዝገበ
ካብ ግጥም ሽወደን ኣንጻር ደቡብ ኮርያ
8/43 ካብ ግጥም ሽወደን ኣንጻር ደቡብ ኮርያ
ጽምብል ኣርጀንቲናዊ ሰርጅዮ ኣግዮሮ ፋልመይቲ ሸቶ ንሃገሩ ኣብ ግጥም ኣንጻር ኣይስላንድ ድሕሪ ምምዝጋቡ
9/43 ጽምብል ኣርጀንቲናዊ ሰርጅዮ ኣግዮሮ ፋልመይቲ ሸቶ ንሃገሩ ኣብ ግጥም ኣንጻር ኣይስላንድ ድሕሪ ምምዝጋቡ
ሽወደናዊ ኣንድርያስ ግራንግቭዝት ኣብ ግጥም ኣንጻር ደቡብ ኮርያ ሸቶ ኣብ ዘመዝገበሉ
10/43 ሽወደናዊ ኣንድርያስ ግራንግቭዝት ኣብ ግጥም ኣንጻር ደቡብ ኮርያ ሸቶ ኣብ ዘመዝገበሉ
ናይ ዓለምና ብሉጽ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ነበር ኣርጀንቲናዊ ዲያጎ ማራዶና ን ግጥም ኣርጀንቲና ምስ ኣይስላንድ እናተዓዘበ
11/43 ናይ ዓለምና ብሉጽ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ነበር ኣርጀንቲናዊ ዲያጎ ማራዶና ን ግጥም ኣርጀንቲና ምስ ኣይስላንድ እናተዓዘበ
ጽምብል ፖርቱጋላዊ ክርስትያኖ ሮናልዶ ኣብ ዋንጫ ዓለም ናይ ፈለማ 'ሃት ትሪክ' ዝሰርሐት ሸቶ ድሕሪ ምምዝጋቡ
12/43 ጽምብል ፖርቱጋላዊ ክርስትያኖ ሮናልዶ ኣብ ዋንጫ ዓለም ናይ ፈለማ 'ሃት ትሪክ' ዝሰርሐት ሸቶ ድሕሪ ምምዝጋቡ
ሓላው ልዳት ግብጺ መሓመድ ኣል ሸናዊ ካብ ኡራጋይ ድሕሪ ዝተመዝገበቶ ሸቶ
13/43 ሓላው ልዳት ግብጺ መሓመድ ኣል ሸናዊ ካብ ኡራጋይ ድሕሪ ዝተመዝገበቶ ሸቶ
ሞሮካዊ ዓዚዝ ቦሃውዶዝ ኣብ ግጥም ኣንጻር ኢራን ኣብ ገዛእ ልዳቱ ብጌጋ ሸቶ እናመዝገበ
14/43 ሞሮካዊ ዓዚዝ ቦሃውዶዝ ኣብ ግጥም ኣንጻር ኢራን ኣብ ገዛእ ልዳቱ ብጌጋ ሸቶ እናመዝገበ
ስዊዘርላንዳዊ ሰተቨን ዙበር ኣብ ልዕሊብራዚል ሸቶ እናመዝገበ
15/43 ስዊዘርላንዳዊ ሰተቨን ዙበር ኣብ ልዕሊብራዚል ሸቶ እናመዝገበ
በልጅማዊ ሮመሉ ሉካኩ ሸቶ ድሕሪ ምምዝጋቡ ኣብ ጽምብል
16/43 በልጅማዊ ሮመሉ ሉካኩ ሸቶ ድሕሪ ምምዝጋቡ ኣብ ጽምብል
እንግሊዛውያን ተጻወቲ ብሃሪ ከን ሸቶ ድሕሪ ምምዝጋቡ ብሓባር እናጸምበሉ
17/43 እንግሊዛውያን ተጻወቲ ብሃሪ ከን ሸቶ ድሕሪ ምምዝጋቡ ብሓባር እናጸምበሉ
ኣብ ግጥም ኣንጻር እንግሊዝ - ቱኒዛያዊ ፈርጃኒ ሳሲ ንዕኡ: ንሃገራዊት ጋንትኡን ንኣህጉር ኣፍሪቃን ናይ ፈለማ ሸቶ ኣብዚ ዋንጫ ዓለም ድሕሪ ምምዝጋቡ
18/43 ኣብ ግጥም ኣንጻር እንግሊዝ - ቱኒዛያዊ ፈርጃኒ ሳሲ ንዕኡ: ንሃገራዊት ጋንትኡን ንኣህጉር ኣፍሪቃን ናይ ፈለማ ሸቶ ኣብዚ ዋንጫ ዓለም ድሕሪ ምምዝጋቡ
APTOPIX Russia Soccer WCup Germany Mexico
19/43 APTOPIX Russia Soccer WCup Germany Mexico
Romelu Lukaku marqué deux but contre le Panama pour la Belgique, à Sochi, en Russie, le 18 juin 2018.
20/43 Romelu Lukaku marqué deux but contre le Panama pour la Belgique, à Sochi, en Russie, le 18 juin 2018.
Le Danois Yussuf Yurary Poulsen, à gauche, décoche un tir face au gardien péruvien au cours du match du groupe C entre le Pérou et le Danemark à la Coupe du monde de football 2018 à Mordovia Arena à Saransk, Russie, 16 juin 2018.
21/43 Le Danois Yussuf Yurary Poulsen, à gauche, décoche un tir face au gardien péruvien au cours du match du groupe C entre le Pérou et le Danemark à la Coupe du monde de football 2018 à Mordovia Arena à Saransk, Russie, 16 juin 2018.
ሉካ ሞድሪሽ ካልኣይቲ ሸቶ ሃገራዊት ጋንታ ክሮሽያ ኣብ ልዕሊ ናይጀርያ እናመዝገበ
22/43 ሉካ ሞድሪሽ ካልኣይቲ ሸቶ ሃገራዊት ጋንታ ክሮሽያ ኣብ ልዕሊ ናይጀርያ እናመዝገበ
ደገፍቲ መክሲኮ ብዓወት ኣብ ልዕሊ ሃገራዊት ጋንታ ጀርመን ዝተሰምዖም ሓጎስ እናገለጹ
23/43 ደገፍቲ መክሲኮ ብዓወት ኣብ ልዕሊ ሃገራዊት ጋንታ ጀርመን ዝተሰምዖም ሓጎስ እናገለጹ
ግብጻዊ መሓመድ ሰላሕ ኣብ ግጥም ኣንጻር ኡራጋይ ኣብ ቦታ ተቐየርቲ ተጻወቲ ኮይኑ ግጥም እናተዓዘበ
24/43 ግብጻዊ መሓመድ ሰላሕ ኣብ ግጥም ኣንጻር ኡራጋይ ኣብ ቦታ ተቐየርቲ ተጻወቲ ኮይኑ ግጥም እናተዓዘበ
ሰርብያዊ ኣለክሳንደር ኮላሮቭ ሸቶ ኣመዝጊቡ ኣብ ዝጽንብለሉ ዝነበረ ህሞት
25/43 ሰርብያዊ ኣለክሳንደር ኮላሮቭ ሸቶ ኣመዝጊቡ ኣብ ዝጽንብለሉ ዝነበረ ህሞት
ሓላው ልዳት ኮስታ ሪካ ከይሎር ናቮስ ካብ ሰርብያዊ ኣለክሳንደር ኮላሮቭ ዝተቐልዐት ኩዕሶ ሸቶ እናተመዝገበቶ
26/43 ሓላው ልዳት ኮስታ ሪካ ከይሎር ናቮስ ካብ ሰርብያዊ ኣለክሳንደር ኮላሮቭ ዝተቐልዐት ኩዕሶ ሸቶ እናተመዝገበቶ
ጽምብል ፖርቱጋላዊ ክርስትያኖ ሮናልዶ ኣብ ዋንጫ ዓለም ናይ ፈለማ ሸቶ ድሕሪ ምምዝጋቡ
27/43 ጽምብል ፖርቱጋላዊ ክርስትያኖ ሮናልዶ ኣብ ዋንጫ ዓለም ናይ ፈለማ ሸቶ ድሕሪ ምምዝጋቡ
መክሲኮኣዊ ሃየርቪንግ ሎዛኖ እታ እንኮ መዐወቲት ሸቶ ኣብ ልዕሊ ሃገራዊት ጋንታ ሸቶ ኣመዝጊቡ ኣብ ዝጸንበለሉ
28/43 መክሲኮኣዊ ሃየርቪንግ ሎዛኖ እታ እንኮ መዐወቲት ሸቶ ኣብ ልዕሊ ሃገራዊት ጋንታ ሸቶ ኣመዝጊቡ ኣብ ዝጸንበለሉ
ብራዚላውያን ተጻወቲ ነይማር፤ ፍሊፐ ኮቲንሆ፤ ቲያጎ ሲልቫ፤ ሚራንዳን ማርቸሎን ብናይ ሓባር ውጽኢት ምስ ስዊዘርላንድ ዘይምዕጋቦም ዘርኢ ኣብ ፍጻመ ጸወታ ደኒኖም ካብ ሜዳ እናወጹ
29/43 ብራዚላውያን ተጻወቲ ነይማር፤ ፍሊፐ ኮቲንሆ፤ ቲያጎ ሲልቫ፤ ሚራንዳን ማርቸሎን ብናይ ሓባር ውጽኢት ምስ ስዊዘርላንድ ዘይምዕጋቦም ዘርኢ ኣብ ፍጻመ ጸወታ ደኒኖም ካብ ሜዳ እናወጹ
ብራዚላዊ ሚራንዳ ካብ ክትስሓት ክትኣቱ ትቐልል ዝነበረት ኩዕሶ - ኣብ ግጥም ምስ ስዊዘርላንድ ድሕሪ ምስሓቱ ዘንጸባረቖ ሕርቃን
30/43 ብራዚላዊ ሚራንዳ ካብ ክትስሓት ክትኣቱ ትቐልል ዝነበረት ኩዕሶ - ኣብ ግጥም ምስ ስዊዘርላንድ ድሕሪ ምስሓቱ ዘንጸባረቖ ሕርቃን
ኣርቱም ድዙብያ ኣብ መኽፈቲ ጸወታ ዋንጫ ዓለም ኣብ ልዕሊ መጋጥምቶም ሃገራዊት ጋንታ ስዑድ ዓረብ ሳልሰይቲ ሸቶ ኣብ ዘመዝገበሉ
31/43 ኣርቱም ድዙብያ ኣብ መኽፈቲ ጸወታ ዋንጫ ዓለም ኣብ ልዕሊ መጋጥምቶም ሃገራዊት ጋንታ ስዑድ ዓረብ ሳልሰይቲ ሸቶ ኣብ ዘመዝገበሉ
ፈረንሳዊ ኣንቶን ግሪዝማን ኣብ ግጥም ኣንጻር ኣውስትራልያ ዝተዋህበቶ ፍጹም ቅላዕ ሸቶ እናመዝገበ
32/43 ፈረንሳዊ ኣንቶን ግሪዝማን ኣብ ግጥም ኣንጻር ኣውስትራልያ ዝተዋህበቶ ፍጹም ቅላዕ ሸቶ እናመዝገበ
ሽወደን ብመገዲ ኣንደርያስ ግራንግቭዚት ፍጹም ቅላዕ እናመዝገበት
33/43 ሽወደን ብመገዲ ኣንደርያስ ግራንግቭዚት ፍጹም ቅላዕ እናመዝገበት
ዓለም ዘደነቐ ጽምብል ደገፍቲ ሃገራዊት ጋንታ ሜክሲኮ ኣብ ከተማ መክሲኮ
34/43 ዓለም ዘደነቐ ጽምብል ደገፍቲ ሃገራዊት ጋንታ ሜክሲኮ ኣብ ከተማ መክሲኮ
ደቀንስትዮ ደገፍቲ ሃገራዊት ኢራን ቅድሚ ግጥም ኢራንን ሞሮኮን
35/43 ደቀንስትዮ ደገፍቲ ሃገራዊት ኢራን ቅድሚ ግጥም ኢራንን ሞሮኮን
ስዊዘርላንዳዊ ስቲቨን ዙበር ኣብ ልዕሊ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ማዕረ እትገብር ሸቶ እናመዝገበ
36/43 ስዊዘርላንዳዊ ስቲቨን ዙበር ኣብ ልዕሊ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ማዕረ እትገብር ሸቶ እናመዝገበ
ቅላዕ ሽወደናዊ ስተቨን ኦልሰን ንደቡብ ኮርያዊ ሓላው ልዳት ሁዋን ሀ ቻን ኣብ ኣየር እናሐምበሶ
37/43 ቅላዕ ሽወደናዊ ስተቨን ኦልሰን ንደቡብ ኮርያዊ ሓላው ልዳት ሁዋን ሀ ቻን ኣብ ኣየር እናሐምበሶ
ብልጽቲ መኽፈቲት ሸቶ ብራዚላዊ ፍሊፐ ኮቲኖ ኣብ ልዕሊ ሃገራዊት ጋንታ ስዊዘርላንድ
38/43 ብልጽቲ መኽፈቲት ሸቶ ብራዚላዊ ፍሊፐ ኮቲኖ ኣብ ልዕሊ ሃገራዊት ጋንታ ስዊዘርላንድ
ሓላው ልዳት ጀርመን ማኑኤል ኑወር ከድሕና ዘይከኣለ ቅላዕ ማክሲኮኣዊ ሎዛኖ
39/43 ሓላው ልዳት ጀርመን ማኑኤል ኑወር ከድሕና ዘይከኣለ ቅላዕ ማክሲኮኣዊ ሎዛኖ
እንግሊዛዊ ሃሪ ከን ኣብ ልዕሊ ቱኒዝያ ሸቶ እናመዝገበ
40/43 እንግሊዛዊ ሃሪ ከን ኣብ ልዕሊ ቱኒዝያ ሸቶ እናመዝገበ
ኣብ ቮልጎጋርድ ሩስያ ዝርከብ ስታድዮም ዋንጫ ዓለም
41/43 ኣብ ቮልጎጋርድ ሩስያ ዝርከብ ስታድዮም ዋንጫ ዓለም
ሓላው ልዳት ኮስታ ሪካ ክቖልባ ዘይከኣለ ብልጽቲ ሸቶ ሰርብያዊ ኣጥቅዓይ ኣለክሳንደር ኮላሮቭ
42/43 ሓላው ልዳት ኮስታ ሪካ ክቖልባ ዘይከኣለ ብልጽቲ ሸቶ ሰርብያዊ ኣጥቅዓይ ኣለክሳንደር ኮላሮቭ
ጽምብል ደገፍቲ ሃገራዊት ጋንታ መክሲኮ
43/43 ጽምብል ደገፍቲ ሃገራዊት ጋንታ መክሲኮ
Previous slide
Next slide

16:59 19.6.2018

ኣብ ዋንጫ ዓለም ዝሳተፉ ዘለው ተጻወቲ ሃገራዊት ጋንታ ስዑዲ ዓረብ ጽዒና ዝነበረት ነፋሪት ሞተረ ባርዕ ሓዊ አጋጢሙ

እቶም ተጻወቲ ጽባሕ ረቡዕ ምስ ኡራጋይ ዝካየድ ግጥም ንምስታፍ ይኸዱ ከምዝነበረ ተፈሊጡ’ሎ።

ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ስዑዲ ዓረብ እታ ነፋሪት ብሰላም ከምዝዓረፈትን እቶም ተጻወቲ’ውን ብዘይ ጉድኣት ኣብ ቦትኦም ምብጽሖም ብምሕባር እቲ ባርዕ ኣብታ ነፋሪት ዘጋጠመ ቴክኒካዊ ጸገም ዝሰዓበ ምኳኑ አረዲኦም።

17:12 19.6.2018

ሎሚ ብኣቆጻጽራ ሰዓት ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ሰዓታት ንግሆ ዝተኻየደ ጸወታ ጃፓን ኮሎምብያ ብዓወት ጃፓን 2ብ1 ተዛዚሙ።

ኮሎምብያ ንተጻዋታይ ካርሎስ ሳንቾስ ብቀይሕ ካርድ ስዒና'ያ።

ዋንጫ ዓለም 2018 ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ዝጅመር ንመጀመርያ ቀይሕ ካርድ ዝረኸበት ጋንታ ኮሎምብያ'ያ።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG