18:24
19.6.2018
17:12
19.6.2018
ሎሚ ብኣቆጻጽራ ሰዓት ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ሰዓታት ንግሆ ዝተኻየደ ጸወታ ጃፓን ኮሎምብያ ብዓወት ጃፓን 2ብ1 ተዛዚሙ።
ኮሎምብያ ንተጻዋታይ ካርሎስ ሳንቾስ ብቀይሕ ካርድ ስዒና'ያ።
ዋንጫ ዓለም 2018 ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ዝጅመር ንመጀመርያ ቀይሕ ካርድ ዝረኸበት ጋንታ ኮሎምብያ'ያ።
16:59
19.6.2018
ኣብ ዋንጫ ዓለም ዝሳተፉ ዘለው ተጻወቲ ሃገራዊት ጋንታ ስዑዲ ዓረብ ጽዒና ዝነበረት ነፋሪት ሞተረ ባርዕ ሓዊ አጋጢሙ
እቶም ተጻወቲ ጽባሕ ረቡዕ ምስ ኡራጋይ ዝካየድ ግጥም ንምስታፍ ይኸዱ ከምዝነበረ ተፈሊጡ’ሎ።
ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ስዑዲ ዓረብ እታ ነፋሪት ብሰላም ከምዝዓረፈትን እቶም ተጻወቲ’ውን ብዘይ ጉድኣት ኣብ ቦትኦም ምብጽሖም ብምሕባር እቲ ባርዕ ኣብታ ነፋሪት ዘጋጠመ ቴክኒካዊ ጸገም ዝሰዓበ ምኳኑ አረዲኦም።
09:55
19.6.2018
- By ዊንታ ኪዳነ
ዋንጫ ኩዕሶ እግሪ ዓለም - ሩስያ 2018 - ብዓይኒ ካሜራ
ዋንጫ ኩዕሶ እግሪ ዓለም - ሩስያ 2018 - ብዓይኒ ካሜራ
18/43
ኣብ ግጥም ኣንጻር እንግሊዝ - ቱኒዛያዊ ፈርጃኒ ሳሲ ንዕኡ: ንሃገራዊት ጋንትኡን ንኣህጉር ኣፍሪቃን ናይ ፈለማ ሸቶ ኣብዚ ዋንጫ ዓለም ድሕሪ ምምዝጋቡ
20/43
Romelu Lukaku marqué deux but contre le Panama pour la Belgique, à Sochi, en Russie, le 18 juin 2018.
21/43
Le Danois Yussuf Yurary Poulsen, à gauche, décoche un tir face au gardien péruvien au cours du match du groupe C entre le Pérou et le Danemark à la Coupe du monde de football 2018 à Mordovia Arena à Saransk, Russie, 16 juin 2018.
29/43
ብራዚላውያን ተጻወቲ ነይማር፤ ፍሊፐ ኮቲንሆ፤ ቲያጎ ሲልቫ፤ ሚራንዳን ማርቸሎን ብናይ ሓባር ውጽኢት ምስ ስዊዘርላንድ ዘይምዕጋቦም ዘርኢ ኣብ ፍጻመ ጸወታ ደኒኖም ካብ ሜዳ እናወጹ
Previous slide
Next slide