ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራን ኣሜሪካን ዝምድንአን ንምሕያል ብሓባር ክሰርሓ ተሰማሚዐን


ምክትል ሓላፊ ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ኣብ ጉዳይ ኣፍሪቃ ቲቦር ናዢ ሎሚ 4 ታሕሳስ 2018 ምስ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ተራኺቡ ኣብ ክልተኣውን ዞባውን ጉዳያት ዘትዮ።

ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂን ሚስተር ቲቦር ናዢን ሎሚ ቅድሚ ቀትሪ ኣብ መቐበሊ ኣዳራሽ ደንደን ኣብ ዘካየድዎ ርክብ ዝምድንኦም ከመሓይሹን ከሕይሉን ንክልቲኦም ሃገራት ኣብ ዘገድሱ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ከኣ ብሓባር ክሰርሑን ዘለዎም ድልዉነት ኣረጋጊጾም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኤርትራን ኣሜሪካን ዝምድንአን ንምሕያል ብሓባር ክሰርሓ ተሰማሚዐን
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:04 0:00

XS
SM
MD
LG