ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ክልል ትግራይ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ኣርባዕተ ዞባታትን 17 ወረዳታት ተስፋሕፊሑ ምህላው ተገሊጹ


ኣብ ክልል ትግራይ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ኣርባዕተ ዞባታትን 17 ወረዳታት ተስፋሕፊሑ ምህላው ተገሊጹ::

ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን እቲ ክልል እቲ ዕስለ ኣንበጣ ንምክልኻል ሰፊሕ ፃዕሪ ይካይድ ኣሎ እንተኾነ ግና ኣብ ልዕሊ ዘራእቲ የውርድ'ሎ ኢሉ::

መንግስቲ እቲ ክልል ንፌደራል መንግስቲ ብዛዕባ ኩነታት ኣንበጣ ሓበሬታ ኣይህብን ዘሎ ንዝብል ሚንስትር ሕርሻ ዘቕርቦ ክሲ: ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ በብእዋኑ ብፍላይ ብነፈርቲ ምንጽግ ኬሚካል ብዛዕባ ዘድልዮም ከባቢታት ሓበሬታ ዋለ እተልኣኸ ፌዴራል መንግስቲ ግና ንትግራይ ፈልዩ ኣብ ካሊእ ከባቢ እዩ እቲ ምንጽግ ከሚካል ዘካይድ ብምባል ገሊፁ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG