ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንሓሙሽተ መዓልታት ኣብ ባሕሪ ዝጸንሑ ስደተኛታት ማልታ ኣብ ዝኣተውሉ እዋን


ንሓሙሽተ መዓልታት ኣብ ባሕሪ ዝጸንሑ ስደተኛታት ማልታ ኣብ ዝኣተውሉ እዋን
please wait
Embed

No media source currently available

0:00 0:03:26 0:00

141 ካብ ማእከላይ ባሕሪ ዝደሓኑ ስደተኛታት ዝጸዓነት መርከብ ድሕሪ ሓሙሽተ መዓልታት ትማሊ ረቡዕ ማልታ ኣትያ’ላ። እታ መርከብ ነቶም ስደተኛታት ዝሓለፈ ዓርቢ ካብ ማእከላይ ባሕሪ እንተ ኣድሓነቶም’ዃ ብሰንኪ ናበየናይ ወደብ ከምትዓርፍ ብዘይምውሳን ንዝሓለፈ ሓሙሽተ መዓልታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ድሕሪ ምጽንሓ ሓሙሽተ ሃገራት ኣውሮጳ ነቶም ስደተኛታት ከምዝቕበሉ ምስ ኣፍለጣ ትማሊ ረቡዕ ማልታ ኣትያ’ላ።

XS
SM
MD
LG