ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ዘጋጠመ ተደጋጋሚ ምንቅጥቃጥ መሬትን ዝሰዓበ ዕንወትን


ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ዘጋጠመ ተደጋጋሚ ምንቅጥቃጥ መሬትን ዝሰዓበ ዕንወትን

No media source currently available

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ጎቦታት ፈንታሌ ዶፋን የጋጥም ብዘሎ ተደጋጋሚ ምንቅጥቃት መሬት ተቃላዕቲ ዝኾኑ ኣስታት 54-ሽሕ ነበርቲ ዝተፈላለያ ቀበሌታት ካብ’ቲ ከባቢ ንክወጹ ከምዝተገበረ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።  ብሰንኪ’ቲ ሓደጋ 37 ኣብያተ ትምህርቲን 13 ትካላት ጥዕናን ከምዝዓነወ’ውን እቲ ሪፖርት ይሕብር። 

​
XS
SM
MD
LG