ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ቴክኖሎጂ ክትጥቀመሉ ድኣ ኣሎካ እምበር ክጥቀመልካ የብሉን' መንእሰይ ፊልሞን ኣብርሃ


ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ ኣብ መበል ሻዱሻይ ዓመቱ ናብ ኣሜሪካ ምስ ስድራቤቱ ብስደት ድሕሪ ምምጽ ኡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ከም ሶፍትዌር ኢንጂነርን ዲዛይነርን ኮይኑ ዝሰሕ ዘሎ መንእሰይ’ዩ።

ፊልሞን ነቲ ዝቀሰሞ ትምህርቱን ሞያን ንካ ል ኦት መንእሰያት ንምክፋልን ንምትብባዕን ብዩቱብ ብነጻ ብቋንቋ ትግርኛ ክመሃሩ ንዝደልዩን ኣብቲ ዓውዲ ንዘለው ሰብ ሞያን ይምህር ኣሎ።

ብተወሳኺ መምሃሪ ቆልዑ ዝኸውን መጽሓፍቲ’ውን ንሕትመት ኣብቒዑ’ዩ።

ብዛዕባ ስርሓቱ ዝምልከት ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

'ቴክኖሎጂ ክትጥቀመሉ ድኣ ኣሎካ እምበር ክጥቀመልካ የብሉን' መንእሰይ ፊልሞን ኣብርሃ
please wait

No media source currently available

0:00 0:21:19 0:00

XS
SM
MD
LG