'ቴክኖሎጂ ክትጥቀመሉ ድኣ ኣሎካ እምበር ክጥቀመልካ የብሉን' መንእሰይ ፊልሞን ኣብርሃ
ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ ኣብ መበል ሻዱሻይ ዓመቱ ናብ ኣሜሪካ ምስ ስድራቤቱ ብስደት ድሕሪ ምምጽኡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ከም ሶፍትዌር ኢንጂነርን ዲዛይነርን ኮይኑ ዝሰሕ ዘሎ መንእሰይ’ዩ። ፊልሞን ነቲ ዝቀሰሞ ትምህርቱን ሞያን ንካልኦት መንእሰያት ንምክፋልን ንምትብባዕን ብዩቱብ ብነጻ ብቋንቋ ትግርኛ ክመሃሩ ንዝደልዩን ኣብቲ ዓውዲ ንዘለው ሰብ ሞያን ይምህር ኣሎ። ብተወሳኺ መምሃሪ ቆልዑ ዝኸውን መጽሓፍቲ’ውን ንሕትመት ኣብቒዑ’ዩ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ