ቃለ መጠይቕ ምስ ሄለን ፍሰሃየ ኣብ ቤት ጽሕፈት ከንቲባ ከተማ ዋሽንግተን ዲሲ ኮሚሽነር ጉዳያት ኣፍሪቃ
ኤርትራዊት ኣሜሪካዊት ሄለን ፍሰሃየ ኣብ ቤት ጽሕፈት ከንቲባ ከተማ ዋሽንግተን ዲሲ ኮሚሽነር ጉዳያት ኣፍሪቃ ብምዃን ኣብ ወርሒ ታህሳስ 2018 ተመዚዛ።እዚ መዝነት ንክልተ ዓመታት ዝጸንሕ እዩ። ሄለን ብተወሳኺ ኣብ ኣሜሪካን ዝተፈላለየ ሃገራት ኣፍሪቃ ስራሕ ፈጢሮም ሕብረተሰብ ኣብ ምሕጋዝ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ትካላት ዝነጥፍ ናይ ገዛእ ርእሳ ትካል እውን ኣለዋ።ብዛዕባ’ዚ ሓድሽ መዝነታን ተመክሮኣን ዝምልከት ዘካየደቶ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።
ኢፒሶዳት
-
ሕዳር 15, 2024
ፕረዚደንት ኢጣልያ ኢላን መስክ ልኡላዊነት ከኽብር ኣተሓሳሲቦም
-
ሕዳር 14, 2024
ብሰንኪ ዂናት ቓዛ ሸቕሊ ኣልቦነትን ድኽነትን ኣብ ምዕራባዊ ገማግም ይሰፍሕ
-
ሕዳር 14, 2024
ፕረዚደንት ባይደን ሰላማዊ ምስግጋር ስልጣን ከምዝህልው ኣረጋጊጾም
-
ሕዳር 13, 2024
ተስፋ -- ቃልሲ ኣንጻር ድርብራብ መሰናኽላት
-
ሕዳር 13, 2024
ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማሊላንድ ተኻይዱ