ስነ-ስርዓት ቀብሪ ፕረ. ነበር ጂሚ ካርተር ኣብ ጆርጅያ ተዛዚሙ
- ዜና ቪኦኤ
ድሕሪ ንህይወትን ውርሻን ፕረዚደንት ኣመሪካ ዘኽብር ሽዱሽተ መዓልቲ ዝወሰደ ወግዓዊ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ጂሚ ካርተር ኣብታ ዝነብሩላ ዝነበሩ ክፍለ-ግዝኣት ጆርጅያ ተዛዘሙ። ኩሎም ብህይወት ዘለው ሓሙሽተ ፕረዚደንታት ኣመሪካ ዝሓበርሉ ንመበል 39 ፕረዚደንት ኣመሪካ ነበር ጂሚ ካርተር ኣብቲ ኣብ ዋሽንግተን ኣብ ዝርከብ ሃገራዊ ካቴድራል ወግዓዊ ስንብት ገይሮምሎም።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ