ስነ-ስርዓት ቀብሪ ፕረ. ነበር ጂሚ ካርተር ኣብ ጆርጅያ ተዛዚሙ


ስነ-ስርዓት ቀብሪ ፕረ. ነበር ጂሚ ካርተር ኣብ ጆርጅያ ተዛዚሙ

No media source currently available

ድሕሪ ንህይወትን ውርሻን ፕረዚደንት ኣመሪካ ዘኽብር ሽዱሽተ መዓልቲ ዝወሰደ ወግዓዊ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ጂሚ ካርተር ኣብታ ዝነብሩላ ዝነበሩ ክፍለ-ግዝኣት ጆርጅያ ተዛዘሙ።  ኩሎም ብህይወት ዘለው ሓሙሽተ ፕረዚደንታት ኣመሪካ ዝሓበርሉ  ንመበል 39 ፕረዚደንት ኣመሪካ ነበር  ጂሚ ካርተር ኣብቲ ኣብ ዋሽንግተን ኣብ ዝርከብ ሃገራዊ ካቴድራል ወግዓዊ ስንብት ገይሮምሎም። 

​
XS
SM
MD
LG