ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥሪ 12,2022 ዜና ጸብጻብ ፕረዚደንት ባይደን ንምስፋሕ ተኽእሎታት ምርጫ ዝምልከት ኣብ ኣትላንታ ዘካየድዎ ጎስጓስ ዘተ ኣብ ጉዳይ ተበግሶታት መስርሕ ሰላም ኲናይ ሰሜን ኢትዮጵያ የጠቓልል