ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ መጋቢት 1,2022 ዜና ጸብጻብ ኣብ ኬንያ ዝተኣታተወ መመርመሪ ቫይረስኮሮናን ዓሶን ጸብጻብ ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ሕጽረት መድሃኒት ዘጋጥም ዘሎ ሞትን መደብ ኤርትራዊያን ኣብ ኣመሪካ- ቃለ- መጠይቕ ምስ ዶ/ር ሃብቶም ሃይለስላሴ (2ይ ክፋል) የጠቓልል