መደብ ፈነወ
22:00 - 22:29
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሰነ 24,2022
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሰነ 24,2022 ዜና ( ፕሮግራም መግቢ ዓለም ዘቕረቦ ምሕጽንታ፥ ኣብ ከባቢ ራያ ዘተኻየደ ዂናትን ዋዕላ መራሕቲ ሓባራዊ ሃብቲ ኣብ ሩዋንዳ) ጸብጻብ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ መዓስከር ተመዛበልቲ ዘጋጠመ ሕጽረት መግቢ ቃለ መጠይቕ ምስ ፕሮፌሰር ምትኩ ሃይለ ከምኡ'ውን ኣብ ምርባሕ ከብቲ ዝተዋፈረ ውልቀሰብ ጸባ ብነጻ ካብ መነባብርኦም ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ መቐለ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ይዕድል ዝብል መደብ የጠቓልል