ፕረ. ፈረንሳ ኣብታ ሃገር ንዝረአ ዘሎ ተቓውሞ ሓላፍነት ከምዝወስዱ ገሊጾም

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ፈረንሳ ንዝሓለፈ ኣስታት ሓደ ወርሒ ክካየድ ዝጸንሓ ህውከት ሓዘል ተቃውሞታት ድምጾም አጥፊኦም ዝቀነዩ ናይ ፈረንሳ ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮ ህጹጽን ናይ ነዊሕ እዋንን ፍታሕ ዝበልዎ ከም ምውሳኽ መሃያን ምንካይ ግብሪን ዝአመሰለ ስጉምቲ ከምዝወስዱ ቃል ዝአተወሉ መደረ ትማሊ ምሸት ብሃገራዊ ቴሌቭዥን’ታ ሃገር ኣስሚዖም።