ኣስመራ —
ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ኣብዱላሂ መሓመድ ኣብ ኤርትራ ዘካየዶ ናይ ክልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዛዚሙ ትማሊ ናብ ሃገሩ ተመሊሱ
ፕረዚዳንት መሓመድ ኣብዱላሂ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝጸንሓሉ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ክልተኣውን ዞባውን ጉዳያት ሰፊሕ ምይይጥ ገይሮም። እቶም መራሕቲ ነት ኣቐዲሙ ዝተበጽሐ ስምምዓት ንምድንፋዕን ብዝለዓል ንምሕያልን ኣብ ምርድዳእ ከምዝበጽሑ ተገሊጹ’ሎ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ፕረ.ሶማል ኣብ ኤርትራ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ ናብ ሃገሩ ተመሊሱ