ፍራንክ ናና ኣዳኤ ካብ ጋና

Your browser doesn’t support HTML5

ቻምበር ኦፍ ኮመርስ ኣመሪካ ምስ ናይ ኣመሪካን ኣፍሪቃን ማእከል ቢዝነስ ብምዃን ን10 ዕውታት ዲጂታል ምህዞ 2022 ኣፍሊጡ'ሎ። ድምጺ ኣመሪካ ካብ ናይጀርያ:ጋና: ዚምባበወ: ኬንያ: ግብጺን ካሜሮንን ንዝተዓወቱ ኣዘራሪቡ'ሎ። ፍራንክ ናና ኣዳኤ ካብ ጋና ሓደ ካብ ዕውታት'ዩ። እዚ ፍርያት ድምጺ ኣመሪካ ምስ ቻምበር ኦፍ ኮመርስ ብምትሕብባር ዘዳለዎ'ዩ።