ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ነበር ማድሊን ኦልብራይት ዓሪፈን

Your browser doesn’t support HTML5

ፈላመይቲ ጓልኣንስተይቲ ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ዝነበራ ማደሊን ኦልብራይት ትማሊ ረቡዕ ኣብ መበል 84 ዓመት ዕድሚኤን ዓሪፈን። ማደሊን ኦልብራይት ንፖሊሲ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ዝቀረጸ ሓድጊ ዝገደፋን ንብዙሓት ኸኣ ከም መተባቢዒትን ጸላዊትን ኾይነን ዘገልገለ እየን ኔረን።