ሞቃዲሾ —
ፌደሬሽን ጋዜጠኛታት ሶማል ምግፋሕ ወረታትን ሓበሬታታት ሓሶትን ከምኡ'ውን ፅልኣት ዝዓብለሎም ዘረባታትን ፕሮፖጋንዳታትንን ናይ ምክልኻል ወፍሪ ጀሚረ ኢሉ ።
እቲ ፌደሬሽን ኣተሓሒዙ ሶማል ነቲ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሓምለ ከተካይዶ መደብ ሒዛትሉ ትርከብ ምርጫ ኣመልኪቱ ዝተፈላለዩ ዝተጋገዩን ሓበሬታታትን ሜላ ምልዕዓላትን ብናህሪ ይዝርግሑ ምህላዎም ኣፍሊጡ ።
Your browser doesn’t support HTML5