ጋዜጠኛ ተስፋኣለም ወልደየስ ካብ ማእሰርቲ ከምዝተለቐቐ ተፈሊጡ

  • ዜና ቪኦኤ

ጋዜጠኛ መስራቲን ዋና ኣሰናዳኢን ኢትዮጵያ ኢንሳይደር ተስፋኣለም ወልደየስ ድሕሪ ናይ ሰለስተ መዓልታት ማእሰርቲ ከም ዝተለቐቐ ተፈሊጡ ኣሎ። ምኽንያት ማእሰርቲን ተሓይሩሉ ዝነበረን ቦታን ብልክዕ ደኣ ኣይተሓበር እምበር፡ ኣብ ዓመታዊ ዝኽሪ በዓል
እሬቻ ዝነበረ ህዝባዊ ተቓውሞ ኣመልኪቱ ኣብ ፈይስቡክ ዘካፍሎ ቪድዮ ተኣሳሲሩ ክኸውን ከም ዝኽእል ቀረበቱ ይሕብሩ።

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ መስራቲ ኢትዮጵያ ኢንሳይደር ጋዜጠኛ ተስፋለም ወልደየስ ተአሲሩ