▶ደቪድ ንጆንጆ ካብ ኬንያ
Your browser doesn’t support HTML5
▶ደቪድ ንጆንጆ ካብ ኬንያ
ቻምበር ኦፍ ኮመርስ ኣመሪካ ምስ ናይ ኣመሪካን ኣፍሪቃን ማእከል ቢዝነስ ብምዃን ን10 ዕውታት ዲጂታል ምህዞ 2022 ኣፍሊጡ'ሎ።
ድምጺ ኣመሪካ ካብ ናይጀርያ:ጋና: ዚምባበወ: ኬንያ: ግብጺን ካሜሮንን ንዝተዓወቱ ኣዘራሪቡ'ሎ።
ደቪድ ንጆንጆ ካብ ኬንያ ሓደ ካብ ዕውታት'ዩ።
እዚ ፍርያት ድምጺ ኣመሪካ ምስ ቻምበር ኦፍ ኮመርስ ብምትሕብባር ዘዳለዎ'ዩ።