ኣዲስ ኣበባ —
ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ፡ ብመሰረት ኣዋጅ ህጹጽ እዋን ዝተኣስሩ ሰባት ክፍትሑ ናብ ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ጻውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ኮሚሽን ኣተሓሒዙ ምልዓል`ቲ ኣዋጅ እዋን ሓደጋ ብኣወንታ ዝርኣይ`ዩ ኢሉ`ሎ።
ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ተኣዊጁ ዝነበረ ኣዋጅ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ኢትዮጵያ፡ እታ ሃገር ናብ ምርግጋእ ትኸይድ ኣላ ብዝብል ትማሊ ሰሉስ ከምዝተላዕለ ይዝከር።
ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ፓርላማ ኢትዮጵያ ንምልዓል ኣዋጅ ህጹጽ እዋን ኣጽዲቑ