ኬንያ፡ መሳርሒ ቅልጡፍ መርመራ ቫይረስኮሮናን ዓሶን ተታኣታትው

Your browser doesn’t support HTML5

ኬንያ፡ ንድርብ ብድሆታት ኮሮናቫይረስን ዓሶን ንምቁጽጻር ዘኽእል መመርመሪ መሳርሒ ኣተኣታትያ። እቲ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝተሰርሐ መመርመሪ ቀልጢፉ ነቲ ሕማም ንምፍላጥ ዓቕሚ ዘለዎ ኮይኑ ናብ ካልኦት ከባብታት ንምክፍፋል ተወጢኑ ከምዘሎ ትካል ሕክምናዊ መጽናዕቲ ኬንያ ኣፍሊጡ`ሎ።