ከሪም አሚር ካብ ግብጺ

Your browser doesn’t support HTML5

▶ከሪም አሚር ካብ ግብጺ ቻምበር ኦፍ ኮመርስ ኣመሪካ ምስ ናይ ኣመሪካን ኣፍሪቃን ማእከል ቢዝነስ ብምዃን ን10 ዕውታት ዲጂታል ምህዞ 2022 ኣፍሊጡ'ሎ። ድምጺ ኣመሪካ ካብ ናይጀርያ:ጋና: ዚምባበወ: ኬንያ: ግብጺን ካሜሮንን ንዝተዓወቱ ኣዘራሪቡ'ሎ። ከሪም አሚር ካብ ግብጺ ሓደ ካብ ዕውታት'ዩ። እዚ ፍርያት ድምጺ ኣመሪካ ምስ ቻምበር ኦፍ ኮመርስ ብምትሕብባር ዘዳለዎ'ዩ።