ኣዲስ ኣበባ —
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ይካየድ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈጻሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪቃ ንካልኣይ መዓልቱ ሎሚ’ውን ቀጺሉ ኣሎ።
እቲ ኣኼባ፣ ንሰላምን ድሕነትን ወሲኹ፣ ለበዳ ኮቪድ19 ን ካልኦት ኣጀንዳታትን ከምዘልዐለ’ውን እቲ ዜና ይሕብር።
እዚ ከምዚሉ ከሎ፣ ምክትል ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢን ኢትዮጵያ ኣቶ ደመቀ መኮንን፣ ምስ ናይ ቱኒዝያን ሞሮኮን መዘነኦም ከምዝተዘራረቡ ተፈሊጡ።
ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ መበል 40 ጉባኤ ኣፈጸምቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ተጀሚሩ