Infographics ኣብ ካሊፎንያ ዝቕጽል ዘሎ ባርዕ ሓዊ ቁጽሪ ሙታት 44 ምብጽሑ ተገሊጹ ሕዳር 14, 2018 Your browser doesn’t support HTML5 ኣብ ክፍለ ግዝኣት ካሊፎንያ ብሰንኪ ዝቕጽል ዘሎ ባርዕ ሓዊ 44 ሰባት ምሟቶም ተገሊጹ። እቲ ባርዕ ሓዊ ኣብ ኣሜሪካ ካብ ዘጋጠሙ እቲ ዝኸፍአ ምኳኑ ሰበ ስልጣን ይገልጹ።