▶ ኢሞድዩ ኣበሮ ካብ ናይጀርያ

Your browser doesn’t support HTML5

▶ ኢሞድዩ ኣበሮ ካብ ናይጀርያ ቻምበር ኦፍ ኮመርስ ኣመሪካ ምስ ናይ ኣመሪካን ኣፍሪቃን ማእከል ቢዝነስ ብምዃን ን10 ዕውታት ዲጂታል ምህዞ 2022 ኣፍሊጡ'ሎ። ድምጺ ኣመሪካ ካብ ናይጀርያ:ጋና: ዚምባበወ: ኬንያ: ግብጺን ካሜሮንን ንዝተዓወቱ ኣዘራሪቡ'ሎ። ኢሞድዩ ኣበሮ ካብ ናይጀርያ ሓደ ካብ ዕውታት'ዩ። እዚ ፍርያት ድምጺ ኣመሪካ ምስ ቻምበር ኦፍ ኮመርስ ብምትሕብባር ዘዳለዎ'ዩ።