ንዝኽሪ መበል 25 ዓመት ምጽናት ዓሌት ሩዋንዳ ዝተኻየደ እግሪ ጉዕዞ

Your browser doesn’t support HTML5

ንመበል 25 ዓመት ዝኽሪ ምጽናት ዓሌት ሩዋንዳ ብሰንበት ኣብ ከተማ ኪጋሊ ዝተኻየደ ናይ እግሪ ጉዕዞ ፕረዚደንት ፖል ካገመን መራሕቲን ሰበ ስልጣን ዝተፈላለዩሃገራት ምስታፎም ተፈሊጡ’ሎ።