ባህላዊ መስርሕ ዕርቂን ሰላምን ደቂ ኣንስትዮ ሰንቄ

Your browser doesn’t support HTML5

“ስንቄ” ብዝብል ስም ዝጽዋዕ ባህላዊ ስነ ስርዓት ብደቂ ኣንስትዮ አባላት ማሕበረሰብ ኦሮሞ ዝካየድ ናይ ዕርቂን ሰላምን መስርሕ እዩ። እዚ ስነ ስርዓት ደቂ ኣንስትዮ ናጽነተን መሰለን ዘኽብራሉ ማህበራዊ ሓላፍነት ዝስከማሉ ባህላዊ ስርዓት’ዩ ክብል ናይ ኦሮምያ ናይ ባህሊን ቱሪዝምን ቤት ጽሕፈት ሓቢሩ’ሎ። ናይ ሱዳን ደቂ ኣንስትዮ ናይ ባህሊን ቱሪዝምን ጉጅለ’ውን ኣብ ቀረባ ናብ ኦሮምያ ክልል ምዕራብ አርሲ ዞን ኮፈሌ ከተማ በጺሖም ነዚ ስነርዓት ምዕዛቦም ይፍለጥ።
g