መቐለ —
ኣብ ትግራይ ቅድሚ ሎሚ ተራእዩ ብዘይፈልጥ ኩነታት ኣብ ልዕሊ ደቂኣንስትዮ ዘጋጥም ብዘሎ ፆታዊ መጥቓዕቲ ተደፊረን ናብ ዓይደር ሆስፒታል ብዛዕባ ዝመፃ ንሜዲካል ዳይሬክተር ዓይደር ሆስፒታል ዶክተር ክብሮም ገብረስላሰ ኣዘራሪቡዎም ኣሎ::
Your browser doesn’t support HTML5
ቃለ መጠይቕ ምስ ሜዲካል ዳይሬክተር ዓይደር ሆስፒታል መቐለ(2ይ ክፋል)