ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ሜዲካል ዳይሬክተር ዓይደር ሆስፒታል መቐለ


ሆስፒታል ዓይደር ኣብ ትግራይ ኩናት ቅድሚ ምክያዱ ኣብ ሃገር ካብ ዘለዋ ሆስፒታላት ሙሉእ ሕክምና ብምሃብ ብካልኣይ ብርኪ ዝቅመጥ ዝነበረ'ዩ ክብሉ መዲካል ዳይሬክተር ሆስፒታል ኣይደርን ስፔሻሊስት መጥባሕትን ዶ/ር ክብሮም ገብረስላሰ ገሊፆም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ::

ቃለ መጠይቕ ምስ ሜዲካል ዳይሬክተር ኣይደር ሆስፒታል መቐለ
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:55 0:00


XS
SM
MD
LG