ቃለ መጠይቕ ምስ ፈጻሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ሙሉ ነጋ( 3ይ ክፋል)

ዶ/ር ሙሉ ነጋ

"ህዝብና ርእይዎ ዘይፈልጥ ከቢድ ሓደጋ ወሪድዎ'ዩ። ዕንወት ንብረት፣ ምጥፋእ ህይወት፣ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ምድፋር፣ ዕንወት ብርክት ዝበሉ መሰረተ ልምዓታት ከይተረፈ በጺሕዎ እዩ" ኢሎም ፈጻሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ሙሉ ነጋ።

ንሶም ነዚ ርእይቶ'ዚ ዝሃቡ ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ ምልልስ እዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ ምስ ፈጻሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ሙሉ ነጋ( 3ይ ክፋል)