ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ፈጻሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ሙሉ ነጋ


ዶ/ር ሙሉ ነጋ

"ህዝብና ርእይዎ ዘይፈልጥ ከቢድ ሓደጋ ወሪድዎ'ዩ። ዕንወት ንብረት፣ ምጥፋእ ህይወት፣ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ምድፋር፣ ዕንወት ብርክት ዝበሉ መሰረተ ልምዓታት ከይተረፈ በጺሕዎ እዩ" ኢሎም ፈጻሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ሙሉ ነጋ።

ንሶም ነዚ ርእይቶ'ዚ ዝሃቡ ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ ምልልስ እዩ።

ቀዳማይ ክፋል'ቲ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቃለ መጠይቕ ምስ ፈጻሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ሙሉ ነጋ
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:48 0:00


XS
SM
MD
LG