ዋሽንግተን —
"መንግስቲ ኣብ ወጻኢ ክንተክል ኢልካ ምሕሳብ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ህዝቢ ድፍረት 'ዩ" ኢሉ ንመንግስቲ ዝድግፍ መንግስቲ ኣብ ስደት ምትካል ዝብል ሓሳብ ዝቃወምን ኣቶ ገዛኢ ኣርኣያ ካብ ካናዳ።
ኣቶ ገዛኢ ነዚ ርእይቶ ዝሃበ፥ ንክልተ ኣባላት'ቲ መንግስቲ ኣብ ወጻኢ ንምምስራት ሓሳብ ዘቕርብ ዘሎ ብሸውዓተ ሰባት ዝቖመ ግብሪ ሓይሊ ርእይትኡ ኣብ ዝሓተትሉ እዋን'ዩ።
ምስ'ቶም ኣባላት ግብሪ ሓይሊ ዝተኻየደ ቃለ ምልልስን ፡ ርእይቶ ደጋፊ መንግስቲ ዝኾኑ ኣቶ ገዛኢ ኣርኣያ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5