ቃለ መጠይቕ ምስ በዓል ሞያ ሕጊ ኣብ ጉዳይ ሓድሽ መስርሕ ምጥያስ ስደተኛታት ኣብ ኣመሪካ

Your browser doesn’t support HTML5

ቃለ መጠይቕ ምስ በዓል ሞያ ሕጊ ኣብ ጉዳይ ሓድሽ መስርሕ ምጥያስ ስደተኛታት ኣብ ኣመሪካ

መንግስቲ ኣመሪካ ስደተኛታት ናብ ሃገሩ ዘጣይሰሉ ሓድሽ ኣገባብ የተኣታቱ’ሎ።

“Welcome Group” ዝተስምየ እዚ ሓድሽ መደብ ኣመሪካውያን ውልቀ ሰባት ዝካፈልሉ መስርሕ’ዩ።

ብዛዕባ’ዚ ንኸብርሃልና ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ በዓል ሞያ ሕጊ ንዝኾነ ኣቶ ሚካኤል ግርማይ ዓንደገርጊሽ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።