ኣስመራ —
ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ናይ ኢትዮጵያ ናይ ሙዚቃ ምርኢት ከተካይድ ዝቕነት ጉጅለ ባህሊ ሰላም ኤርትራ ዑደት ዛዚማ ሰንበት 24 ለካቲት ናብ ኣስመራ ተመሊሳ`ላ።
ኣብቲ ናይ ሙዚቃ ምርኢት ዝተሳተፉ ስነ-ጥበባውያን መንእሰያት ብህዝብን መንግስትን ኢትዮጵያ ጽቡቕ ኣቀባብላ ከምዝተገብረሎምን፡ ዘቅረብዎ ባህላውን ዘመናውን ሙዚቃ ድማ ብህዝቢ ዓቢ ተቐባልነት ከምዝረኸበን ንቪኦኤ ተዛሪቦም።
ናብ ኣስመራ ምስ ተመልሱ ገሊኦም ምስ ቪኦኤ ዝገበርዎ ዕላል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ቂሔ ጽልሚ ምስ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ከተኻይድ ዝቐነየት ጉጅለ ባህሊ ኤርትራ