ርእይቶ ኢትዮጵያዊያን ተማሃሮ ካብ ከተማ ኪየቭ ዩክሬን

Your browser doesn’t support HTML5

ድሕሪ ወታሃደራዊ መጥቓዕቲ ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ኣብ ርእሰ ኸተማ ዩክረይን ኪየቭ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ተማሃሮ ናብ ዶብ ዩክሬን ናብ ዝርከባ ከተማታት የምርሑ ምህላዎም ገሊጾም። እቲ ኩነታት ኣዝዩ ዘስግእ ምኻኑ'ዉን ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ክልተ ኢትዮጵያውያን ገሊጾም'ለው። ​