▶ ራውል ፎሲ ካብ ካሜሮን

Your browser doesn’t support HTML5

▶ ራውል ፎሲ ካብ ካሜሮን ቻምበር ኦፍ ኮመርስ ኣመሪካ ምስ ናይ ኣመሪካን ኣፍሪቃን ማእከል ቢዝነስ ብምዃን ን10 ዕውታት ዲጂታል ምህዞ 2022 ኣፍሊጡ'ሎ። ድምጺ ኣመሪካ ካብ ናይጀርያ:ጋና: ዚምባበወ: ኬንያ: ግብጺን ካሜሮንን ንዝተዓወቱ ኣዘራሪቡ'ሎ። ራውል ፎሲ ካብ ካሜሮን ሓደ ካብ ዕውታት'ዩ። እዚ ፍርያት ድምጺ ኣመሪካ ምስ ቻምበር ኦፍ ኮመርስ ብምትሕብባር ዘዳለዎ'ዩ።