ሪፖርት ዋንጫ ዓለም 2022 ኣብ ቐጠር
Your browser doesn’t support HTML5
ናብ ፍርቂ ፍጻመ ዝበቅዓ ኣርባዕተ ጋንታታት ንምንጻር፣ ቀዳም ሞሮኮ ምስ ፖርቱጋል፣ እንግሊዝ ምስ ፈረንሳ፣ ድሕሪ ጽባሕ ዓርቢ ድማ፣ ክሮኤሽያ ምስ ብራዚል፣ ኔዘርላንድ ምስ ኣርጀንቲና ክጋጠማ እየን።
‘
Your browser doesn’t support HTML5