“ልዕልና ሕጊ ንምኽባር ዝተጀመረ ከይዲ ንህዝቢ ትግራይ ንምንብርካኽን ምትእትታው ወፃኢ ዘለዎን እዩ”ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኢትዮጵያ ልዕልና ሕጊ ንምኽባር ዝተጀመረ ናብ ፖለቲካዊ ከይዲ ተቐይሩ ክብሉ ምክትል ርእስ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ገሊጾም። ንሶም ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ እዚ ከይዲ ህዝቢ ትግራይ ንምንብርካኽ ዝግበር ዘሎን ምትእትታው ወፃኢ እውን ዘለዎ እዩ ኢሎም።