ወ/ት ኣፍሪቃ ኣመሪካ፥ ምስ ጸገም ጥዕና ኣብ ዝተወልዱ ቆልዑት ንዘሎ ኣተሓሳስባ ንምቕያር ትሕልን

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ካብ ኤርትራ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመታት ዝመጸትን ኣብዚ ኣብ ኣመሪካ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጆርጅ መይሰን ኑሮሎጂ ሳይንስ ተጽንዕ ዘላን ተዓዋቲት ስነ-ጽባቐ ሚስ ኣፍሪቃ ኣመሪካ 2023 ስኒት ሃብተኣብ ተወልደመድህን፥ ከም ሓፍታ ንዝበሉ ዳውን ስንድሮም ማለት ምዝሕታል ምዕባለ ኣእምሮ ዘለዎም ቆልዑ ንምሕጋዝን፡ ንህይወቶም ቀሊል ዝገብር ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ኣፍሪቃ ንምኽፋት ከም ዝመደበትን ጠቒሳ'ላ።